መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Zehgus Iyu Natna Mera | ዘሕጉስ ኢዩ ናትና መርዓ

Added by Admin

ዘሕጉስ’ዩ /3/ ናትና መርዓና ናይ ኦርቶዶክስ
ተዋህዶ ናይ መርዓ ስነ-ስርዓትና
ተፈጺሙ ሎሚ መርዓና ምስጋና
ይኹን ነቲ ልዑል /2/ ፈጣርና