Ybela Melak | ይቤላ መልኣክ
Added by Admin
ይቤላ ምለእክ ለማርያም /2/
ትወልዲ ወልደ ንጉስ በቤተልሄም
ይቤላ መልኣክ ካብ ጎይታ ተላእኽ
ይቤላ መልኣክ ቅዱስ ገብርኤል
ይቤላ መልኣክ ሰላምታ ኣቕሪቡላ
ይቤላ መልኣክ ንማርያም ድንግል
ይቤላ መልኣክ ኪትወልዲ ኢኺ በላ
ይቤላ መልኣክ መድሃኔ ኣለምቃል
- - - - - ኣዝ - - - - - -
ይቤላ መልኣክ ማሕደረ መለኮት
ይቤላ መልኣክ ማርያም ውድስት
ይቤላ መልኣክ እመ ኩሉ ህዝብ
ይቤላ መልኣክ እህተ መልእክት
ይቤላ መልኣክ ወእሙ ለብርሃን
ይቤላ መልኣክ ደብተራ ፍጽምት
- - - - - ኣዝ - - - - - -
ይቤላ መልኣክ ወገበዋቲሃኒ
ይቤላ መልኣክ በሓመልማለ ወርቅ
ይቤላ መልኣክ ትበርሂ እም ጸሃይ
ይቤላ መልኣክ ሆሃተ ምስራቅ
ይቤላ መልኣክ ሰላም ለኪ ድንግል
ይቤላ መልኣክ ብኣልባሰ ወርቅ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ይቤላ መልኣክ ወላዲተ ኣምላክ
ይቤላ መልኣክ ማርያም ንጽህት
ይቤላ መልኣክ ወትትልኣል እም ኣድባር
ይቤላ መልኣክ ስብህት ወብርህት
ይቤላ መልኣክ ኦ ምልእተ ጸጋ
ይቤላ መልኣክ እግዚኣብሄር ምስለኪ
ይቤላ መልኣክ ብርኽቲ ኣንቲ እም ኣንስት
ይቤላ መልኣክ ድንግል በህልናኪ
- - - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
