Wdase Maryam | ውዳሴ ማርያም
Added by Admin
ውዳሴ ማርያም ክደግም’የ
ንድንግል ኣደይ ኽጽውዓ’የ
ከም ኣባ ኤፍሬም ባርኽኒ
ወደሰኒ ወደይ በልኒ
ውዳሴ ማርያም ኣባ ቅድሚኣ ኬንና
ውዳሴ ማርያም ንዓኣ ክንወድስ
ውዳሴ ማርያም ድንግል ኽትመጽእ’ያ
ውዳሴ ማርያም ካብ ቤተ መቕደስ
ውዳሴ ማርያም ናይ ብርሃን መንጸፍ
ውዳሴ ማርያም ኣብ እግረ ተጌሩ
ውዳሴ ማርያም ኣብ ቅዱስ ኤፍሬም
ውዳሴ ማርያም የመስግና ኔሩ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ውዳሴ ማርያም ኣባ ህርያቆስ
ውዳሴ ማርያም ምስጋና ከበጽሕ
ውዳሴ ማርያም ናይ ቅዳሴ ዜማ
ውዳሴ ማርያም ንልቢ ይምስጥ
ውዳሴ ማርያም ልበይ ሰናይ ነገር
ውዳሴ ማርያም ኣምጺኡ እንዳበለ
ውዳሴ ማርያም ዳዊት ብበገና
ውዳሴ ማርያም ንዓኺ ዘመረ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ውዳሴ ማርያም ናይ ንጽህናና
ውዳሴ ማርያም መሰረት ኢኺ’ሞ
ውዳሴ ማርያም ንዓኺ ክውድስ
ውዳሴ ማርያም ልበይ በርሁ ኣሎ
ውዳሴ ማርያም ተፍስህ ድንግል
ውዳሴ ማርያም ኣብ ቤተልሄም
ውዳሴ ማርያም ወሊድኺዩ ኢኺ
ውዳሴ ማርያም ንመድሃኒ ኣለም
- - - - - - ኣዝ - - - - - -
ውዳሴ ማርያም ቅዱሳን ኹላቶም
ውዳሴ ማርያም ከቢቦም ንድንግል
ውዳሴ ማርያም ኣብ ግዮርግስ
ውዳሴ ማርያም ንዒ ድንግል ይብል
ውዳሴ ማርያም ኣብ ናይ ወርቂ ዙፋን
ውዳሴ ማርያም ኾፍ ኢልኺ ርኢኺ
ውዳሴ ማርያም ልበይ ተሰዊሩ
ውዳሴ ማርያም ድንግል ብግርማኺ
- - - - - - ኣዝ - - - - - -
