Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Tsbukh Geruley | ጽቡቕ ጌሩለይ

Added by Admin

ጽቡቅ ጌሩለይ ገብርኤል (2)
ናብ ቤቱ መጺአ ክምህጸኖ
ሰሚዑኒ’ዩ ከመስግኖ

ጽቡቅ ጌሩለይ ገብርኤል ተስፋ ቆሪጸ
>> ኣብ ዝከድክዎ ኩሉ ጸሊዑኒ
>> ኣብ ቅድሚ ስእሉ ደው ምስ በልኩ
>> ረዲኡኒ ኣቅሊሉ ባዕሉ
………….ኣዝ………..
ጽቡቅ ጌሩለይ ገብርኤል ክወድቅ ክብል ጠሚቱኒ
>> ቀልጢፉ መጺኡ ኣልዒሉኒ
>> ድካመይ ሪኡ ሓጊዙኒ
>> ምስ ሰባት ማዕረ ሰሪዑኒ
………ኣዝ……..
ጽቡቅ ጌሩለይ ገብርኤል 3 ደቂ ረዳኢኦም
>> ሓላዊ ጨርቆስ ምስ ኣዲኡ
>> ባና መብራህቲ ንሕይወተይ
>> ኣምጺኡ ብስራት ንድህነተይ
……….ኣዝ…………
ጽቡቅ ጌሩለይ ገብርኤል ኣብ ኣገልግሎት ስለይ ዝቆመ
>> ንክዓርቀኒ ምስ ኣምላኩ
>> ነዚ ውዕለቱ እንታይ ክብል’የ
>> ብሓጎስ ደስታ ክዝምር’የ
………ኣዝ………….