Tinti Znebere | ጥንቲ ዝነበረ
Added by Admin
ጥንቲ ዝነበረ ሕጂ’ውን ዘሎ ዘልኣለም ዝነብር
ሓያል ጎይታ ቸር ፈጣሪ ይመስገን እግዚኣብሔር/2/
ድንግል እመቤት ኣምላክና ጎይታ ዝወለድኪ
ንጽህቲ ቅድስቲ ናይ ሓጥኣን ተስፋ ምስጋና ክንዝምረልኪ/2/
Added by Admin
ጥንቲ ዝነበረ ሕጂ’ውን ዘሎ ዘልኣለም ዝነብር
ሓያል ጎይታ ቸር ፈጣሪ ይመስገን እግዚኣብሔር/2/
ድንግል እመቤት ኣምላክና ጎይታ ዝወለድኪ
ንጽህቲ ቅድስቲ ናይ ሓጥኣን ተስፋ ምስጋና ክንዝምረልኪ/2/