Tewahdo Semayawit | ተዋህዶ ሰማያዊት
Added by Admin
ተዋህዶ (2) ሰማያዊት
ቅንዕቲ እምነት (2) ሃሌሉያ
ተዋህዶ (2) መንፈሳዊት
ኣንቀጸ ህይወት (2) ሃሌሉያ
ተዋህዶ (2) መለኮት
ንጽህቲ እምነት (2) ሃሌሉያ
ቅዱሳን (2) በኣኺ ኣሚኖም
ንሰታን ሲዒሮም (2) ሃሌሉያ
ንዓኺ’የ (2) ሰማእታት
ተፈቲኖም ብንሓት (2) ሃሌሉያ
ተጋዲሎም (2) ደሞም ኣፍሲሶም
ገነት ወሪሶም (2) ሃሌሉያ
ኩልና ንጽናዕ (2) ብእምነት
ብተዋህዶ መክበርና (2) ሃሌሉያ
