Tensiu | ተንሲኡ
Added by Admin
ተንሲኡ ጎይታ ተንሲኡ(2)
ኣብ ማእከል ሙታን የለን ጎይታ ተንሲኡ
“ “ “ “ ክርስቶስ ተንሲኡ
ተንሲኡ ደቂሱ ኣብ መቃብር
“ ንሰለስተ ለይቲ
“ ግርማ ሞት ስዒሩ
“ ከም ትንቢት ነብያት
“ እነሆ ተንሲኡ
“ እቲ ናይ ዓለም መድሓኒት
ተንሲኡ ግርማ ሞት ሲዒሩ ንሰይጣን ኣሲሩ
ተንሲኡ ክርስቶስ ጸላእቱ ኣሕፊሩ
ተንሲኡ ንሞት ዝሰዓረ
“ “ ናይ ክብሪ በዓል ጸጋ
“ “ ርክ__ ተንሰኤ
“ “ ኣልፋ ወኦሜጋ
“ “ ግርማ ተለቢሱ
“ “ ብእሳተ እሁድ
ተንሲኡ መግነዙ ፈቲሑ ኣእማን ፈንቂሉ
ተንሲኡ ጎይታና ዘሚሩ ዕልል በሉ
ተንሲኡ እቲ ናይ ፍ__ ዓመት
“ “ ሎሚ ተሳዒሩ
“ “ ብርሃን ረኪብና
“ “ ልብና ከቢሩ
“ “ ወተንሰአ ንበል
“ “ ከምቶም ኣቦታትና
“ ‘” ብትንሳኤ ጎይታ
ሂወት ረኺብና ኢና
ተንሲኡ ናይ መከራ ኣርዑት ኣርሒቁ ካባና
ሓይሊ ሞት ስዒሩ ተንሲኡ ጎይታና
