Teklehaymanot Abune Hadish Hawarya | ተክለሃይማኖት ኣቡነ ሓዲሽ ሓዋርያ
Added by Admin
ተኽለሃይማኖት ኣብነ ሓድሽ ሃዋርያት
ተኽለሃይማኖት ኣብነ ብጽእ ሃዋርያት
ኣሚንና ኣሎና ደቅኻ ብህያው ኣምላክ ቃልኪዳን/2/
ተኽለሃይማኖት ኣብነ.......መሰረት ኮይንና ሪኢና ጽንዓትካ
ተኽለሃይማኖት ኣብነ.... ባርያ እግዚኣብሔር ዓለም ዘይፈተኻ
ተኽለሃይማኖት ኣብነ..... ዝክርኻ ዘኪርና ሽምካውን ጸዊዒና
ተኽለሃይማኖት ኣብነ..... ተክለሃይማኖት /2/ ኢልና ድሒና
ኣዝ
ተኽለሃይማኖት ኣብነ.... ናይ ክሕደት ማዕበል ዋላ እንተመጸና
ተኽለሃይማኖት ኣብነ..... ንሕናስ ኣይንሓፍርን ኣማልዲ ኣሎና
ተኽለሃይማኖት ኣብነ....... ጻድቅ ኣቦና ኢዩ ደጋፊና
ተኽለሃይማኖት ኣብነ....... ተክለሃይማኖት/2/ ኢልና ድሒና
ኣዝ
ተኽለሃይማኖት ኣብነ.......... ካብ ማህጸን ኣዴኻ ኢኻ ተመሪጽካ
ተኽለሃይማኖት ኣብነ.......... ምስክር ክትከውን ንፈጣሪ ኣምላኽካ
ተኽለሃይማኖት ኣብነ.......... ልመና ጸሎቱ ምሳና’ዩ ዘሎ
ተኽለሃይማኖት ኣብነ......... ተክለሃይማኖት /2/ ኢልና ድሒና
