መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Tehagosi Betekirisityan | ተሓጎሲ ቤተክርስትያን

Added by Admin

ተሓጎሲ ቤተ ክርስትያንና ብዙሕ ደስ ይብልኪ
መርዓዊም መርዓትን ደቅኺ ብስጋ ወደሙ ሓደ ኮይኖምልኺ
መርዓዊ መርዓት ደቅኺ ብተኽልል ብቁርባን ሓደ ኮይኖምልኺ