Selamki Lomi Iyu | ሰላምኪ ሎሚ ኢዩ
Added by Admin
ስላምኪ ሎሚ’ዩ ኢየሩሳሌም
ናባኺ መጽኡ’ሎ ኣምላኽ ዘለኣለም /2/
ሆሳእና ኣብ ኣርያም እንዳበሉ ዘማሮም
ህጻናት ኢየሩሳሌም
ኣንቲ ቤተልሄም ናይ ዳዊት ከተማ
ናይ ህዝብኺ ብርሃን መጺኡልኺ ብግርማ /2/
- - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ሆሳእና እንዳበሉ ኣመስግኖሙኻ
ኣብ ኢየሩሳስሌም ኣዕሩኽ ህጻናትካ /2/
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ኪሩቤል መንበሩ ዝተሸከመሉ
ምእንታና ክብል መስቀል ተሸኪሙ /2/
- - - - - - ኣዝ - - - - - --
ናይ ኢየሱስ ሕማም ደንግል’ውን ርእየን
እንዳበኸያሉ ከይደን ተኸቲለን /2/
