Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Selamka Habena | ሰላምካ ሃበና

Added by Admin

ሰላምካ ሃበና/4/
ፈጣሪና ሰላምካ ሃበና
ጎይታ ብይቅሪታ ብዓብይ ምሕረትካ
ንምህጸን ኣለና ብድንግል ኣዴና
ብዙሕ እንተጠፋኣና እንተበደልና
መሓሪ ኢኻ’ሞ ሃበና ሰላምካ
ሰላም ሃበና /4/
ኣምላክነ /3/ ሰላምካ ሃበና
እንተኣቀየምናካ ኣማኑኤል ኣምላክና
ለዋህ ባህርያትካ ካባና ኣይርሓቅ
ብገዛ ፍቃድካ ዝተወለድካልና
ብድንግል ልመና ይቅረታ ሃበና
ኣዝ /ብትግርኛ
እንተዝሓለካ እንተ ዘይሃብካ ሰላም
ብብዝሒ ጥበባ ኣይትድሕንን ዓለም
ሰላምካ ዓድላ ሃገርና ኤርትራ
የእዳዋ ዘርጊሓ ክትብል ሃሌ ሉያ
ኣዝ /ብ ግዕዝ/