Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Selam Naki O Milite Tsega | ሰላም ንዓኪ ኦ ምልእተ ጸጋ

Added by Admin

ሰላም ንዓኺ - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ኣምላኽ ምሳኺ - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ጥዑም መኣዛኺ - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ኦ ምልእተ ጸጋ ድንግል ብነብሲ ስጋ
ኣደ ኣምላኽ ልዑል ድንግል ደናግል
ፍቅርቲ ኣደይ ጥዕምቲ
ፈለገ ሰላም - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
መቕደስ ሰላም - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ተስፉ ዓለም - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - - - -
ርህርህተ ሕሊና - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ማርያም ኣዴና - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ኣማልድልና - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - - - - -
ሃየ ሓደራኺ - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ንሕና ደቕኺ - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ኣታኽልትኺ - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
- - - - ኣዝ - - - - - - - -
ኣሰኒይና - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ንዒ ምሳና - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
ብርሃን ኩንልና - - - - - - ኦ ምልእተ ጸጋ
…………ኣዝ …………