Selam Leki Lezikirki | ሰላም ለኪ ለዝክርኪ
Added by Admin
ሰላም ለኪ(2) ማርያም ሰላም ለኪ
ስለም ለዝክርኪ ማርያም ለኪዳንኪ
ስለም ንዓኪ ይኩን ናይ ኢልሳቤጥ ሓጎስ…ሰላም ለኪ
ኣምላክ ዝሓረየኪ ናይ ፍጥረታት ሞጎስ….ሰላም ለኪ
ናይ ልብና ሓጎስ ዝተገለጸልኪ……………ሰላም ለኪ
ናይ ኣሞኑኤል ኣደ ምስጋና ይብጻሕኪ….ሰላም ለኪ
ኣዝ….
ንጽህተ ንጹሃን ኣበር ውን ዘይብልኪ…ሰላም ለኪ
ማኣዛኪ ሙኡዝ ጸጋ ዝመላኣኪ………ሰላም ለኪ
ልበይ ተመሲጡ ዜናኪ ምስ ሰመዐ…..ሰላም ለኪ
ክብርቲ መርዓተይ ብርሃናዊት ስማ….ሰላም ለኪ
ኣዝ…
ንትውልደ ትውልድ ክዛረብ ንስምኪ…ሰላም ለኪ
ብዙሕ ነገር ኣሎ ዝረክቦ ካባኪ ………ሰላም ለኪ
ሰላም ንዓኪ ይኩን ክሰግደልኪ እዩ……ሰላም ለኪ
ናትኪ ቅድስና ንዓለም ክነግር እዩ…….ሰላም ለኪ
ኣዝ….
