Selam Leki Lenoh Hameru | ሰላም ለኪ ለኖህ ሃመሩ
Added by Admin
ሰላም ላኪ ሰላም ለኪ ለኖህ ሃመሩ
ሰላም ለኪ - - - - ናይ ኣሮን በትሩ
ሰላም ለኪ - - - - ናይ ቅዱስ ዳዊት መሰንቆ መዝሙሩ
ሰላም ለኪ - - - - ናይ ጊድዎን ጸምሩ
ሰላም ለኪ - - - - ናይ ሰለሙን መንበረ ኽብሩ
ሰላም ለኪ - - - - ንፍሬ ስብሃት መጸሩ /2/
እመ እግዚኣብሄር ጸባኦት ሰላም ለኪ /4/
ሰላም ለኪ - - - - ሰረገላኡ ንኣሚናዳብ
ሰላም ለኪ - - - - መና ዘለኺ ንጽህት መሶብ
ሰላም ለኪ - - - - ዝረኣየኺ ያዕቆብ ፍሉዛ
ሰላም ለኪ - - - - ናይ ይሰሓቅ መኣዛ /2/
እንዘ ንሴፍሆ ለበረኸትኺ ዘመሰላ ኣምሃ ንሰግድ ለኪ /4/
ሰላም ለኪ - - - - ህብስተ መና ዘእስራኤል
ሰላም ለኪ - - - - ናይ ሰማእታት ፍልይቲ ኣኽሊል
ሰላም ለኪ - - - - እጸ ጶጦስ ዘሰና
ሰላም ለኪ - - - - ናይ ኤልያስ መና /2/
እንዘ ንሴፍሆ ለበረከትኪ ዘመሰላ ኣምሃ ንሰድ ለኪ /4/
