መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Nsu’yu Mikael | ንሱ’ዩ ሚካኤል

Added by Admin

ንሱ’ዩ ሚካኤል ንሱ’ዩ መልኣኸ ሃይለ ልኡል ካብ
ኩሎም ሊቀ መላእኽት
ይልምነልና ይለዓል ንሃገረ ኤርትራ ረዳኡ ይኹን
ኣብ እዋን ጸገም