Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Nsebho Namlakh Izra | ንሴብሖ ንኣምላኽ እዝራ

Added by Admin

ንሴብሖ (2) ንኣምላክ እዝራ

ንኣምላክና መድሓኒና መድሃኒኣለም
ነምስግኖ ነወድሶ ክሳብ ዘለኣለም
ንሴብሖ ንኣምላክ ኣዝራ
ኣዝ
ካብ ማቴዎስ ናብ ማርቆስ ንዘሳገረና
ዕልል በሉ ንዘምረሉ ብንጽህ ልብና
ንሴብሖ ንኣምላክ ኣዝራ
ኣዝ
ብሓጥያትና ብምግባርናን ከይተጸየፍና
ክሳብ እዚኣ ብፍቃዱ ንዘድሓነና
ንሴብሖ ንኣምላክ ኣዝራ
ኣዝ
ምኣዛኺ ዝመቀረ ከም ጨና ናርዶስ
ብርሃንኪ ተወሊዓ ከም እፀ ጳጦስ
ንሴብሖ ንኣምላክ ኣዝራ
ኣዝ