Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Nmaryam Kinizimir | ንማርያም ክንዝምር

Added by Admin

ንማርያም ክንዝምር ኢና ንዘልኣለም (2)
ዕጽውቲ ማዕጾ……………ንዘልኣለም
ኢሉ ህዝቅኤል……………ንዘልኣለም
ንጽህቲ እያ………………..ንዘልኣለም
ፍጹም ድንግል……………ንዘልኣለም
ኣብነት ጌርና ……………ንዘልኣለም
ንሕና’ውን ንዑ……........ንዘልኣለም
ብፍጹም ፍቕሪ ክንዝምር ኢና (2)
ለዋህ ርግቢት……………ንዘልኣለም
ሰላም ኣብሳሪት……………ንዘልኣለም
ንጸልማት ሂወተይ…………ንዘልኣለም
ብርሃን ወላዒት………………ንዘልኣለም
ክምህጸነኪ እየ……………….ንዘልኣለም
ድንግል ንነብሰይ……………ንዘልኣለም
ሓደራ ድንግል ኢኺ ዋሕሰይ (2)
ንዒ (2) ክብል……………ንዘልኣለም
ንግሆ ምሸት………………ንዘልኣለም
ኣይትፈለይኒ………………ንዘልኣለም
ድንግል ንጽህቲ……………ንዘልኣለም
እጹብ (2) እሎም……………ንዘልኣለም
ኣመስጊኖሞ…………………..ንዘልኣለም
ክብራ ክገልጹ ተሳኣኑ ቃላት (2)