መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Nezi Gubaena | ነዚ ጉባኤና

Added by Admin

ነዚ ጉባኤና ጎይታ ባርኸልና (ባርኮ ጎይታና)
ሰላም ሂብካ ፍቕሪ ሂብካ ሎሚ ንኹላትና /2/
ሰላም ናይ ኣብ ናይ ወልድ ናይ መንፈስ ቅዱስ
ይሕደረልና በመስቀሉ ናይ ክርስቶስ ፍቕሪ
ይሕደረልና ብመስቀሉ ናይ ማርያም ፍቕሪ
ናባኻ ክንጽሊ ብሓባር ኹላትና
ኦ ጎይታና ስደደልና’ቲ መንፈስ ቅዱስኻ /2/