መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Ndekkha Kab Hatiat | ንደቅኻ ካብ ሓጢኣት

Added by Admin

ንደቅኻ ካብ ሓጥያት ተሕዊ (2)
ጻድቅ ኣቦና ኣረጋዊ (4)
ናይ ምእመናን ኣባ ኣገልጋሊ ናይ ኣምላኽ ባለማል መርቀርዮስ
ተቀቢሉ ሎሚ (4) ኣክሊል ሰማእታት