Nay Hayalan Hayal | ናይ ሓያላን ሓያል
Added by Admin
ናይ ሓያላን ሓያል /3/ ልዕል እግዚኣብሔር
ታኣምራትካ ብዙሕ ብሰማይ /2/ ብምድር/2/
ንኣብን ንወልድ/3/ ንመንፈስ ቅዱስን
ክንሰግድ ይግባኣ ናይ ኣምልኮ /2/ ስግደት/2/
ንማርያም ድንግል /3/ ኣደ ንጎይታ
ክንሰግድ ይግባኣ ናይ ጸጋ /2/ ስግደት /2/
ንኣብሳሪ መላኣክ /3/ ንቅዱስ ገብርኤል
ክንሰግድ ይግባኣ ናይ ጸጋ /2/ ስግደት /2/
ንጻድቕ ኣቦና /2/ ንተክላሃይማኖት
ክንሰግድ ይግባኣ ናይ ጸጋ /2/ ስግደት /2/
ንቀዳሚ ሰማእት/3/ ንእስቲፋኖስ
ክንሰግድ ይግባኣ ናይ ጸጋ /2/ ስግደት /2/
