Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Mistom Melaikti Habire Kizimir | ምስቶም መላእክቲ ሓቢረ ክዝምር

Added by Admin

እምኣፈ ደቂቅ ወህጻናት ኣስተዳሎከ ስብሃት
በእንተ ጸላኢ /4/ ከመ ትንስቶ ለጸላኢ ወለገፋኢ
ነቲ ጸላእን ፈዳይ ሕነን ስቕ ኽተብሎ
ኻብ ኣፍ ቆልዑን ዝጠቡውን ምስጋና ኣዳሎኻ

61.ምስ’ቶም መላእኽቲ ሓብረ ክዝምር
ገጽኻ እንዳረኣኹ ምሳኻ ክነብር
ቤትኻ ንኽወርስ /2/ መንፈስኻ ሃበኒ