መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Misgana Nab | ምስጋና ንኣብ

Added by Admin

ምስጋና ንኣብ ምስጋና ንወልድ ምስጋና ንመንፈስ ቅዱስ
ሃሌ ሉያ ንኣብ ሃሌ ሉያ ንወልድ ሃሌ ሉያ ንመንፈስ ቅዱስ

ምቅራብ ይግባእ ብበገና ንኣብ
ምቅራብ ይግባእ ብዋጣ ምስጋና ንወልድ
ምቅራብ ይግባእ ብእምብልታ ምስጋና ንመንፈስ ቅዱስ
ኣዝ
ምቅራብ ይግባእ ብከበሮ ምስጋና ንኣብ
ምቅራብ ይግባእ ብጸናጽል ምስጋና ንወልድ
ትንፋስ ዘለዎ ኩሉ የምስግን ምስጋና ንመንፈስ ቅዱስ
ኣዝ
ምቅራብ ይግባእ ብማህሌት ምስጋና ንኣብ
ምቅራብ ይግባእ ብቅዳሴ ምስጋና ንወልድ
ምቅራብ ይግባእ ብውዳሴ ምስጋና ንመንፈስ ቅዱስ
ኣዝ
ምቅራብ ይግባእ ብዝማሬ ምስጋና ንኣብ
ምቅራብ ይግባእ ብሽብሸባ ምስጋና ንወልድ
ምቅራብ ይግባእ ብእልልታ ምስጋና ንመንፈስ ቅዱስ
ኣዝ
ምቅራብ ይግባእ ንሃያልነቱ ምስጋና ንኣብ
ምቅራብ ይግባእ ንለጋስነቱ ምስጋና ንወልድ
ምቅራብ ይግባእ ሰብ ብከም ክእለቱ ምስጋና ንመንፈስ ቅዱስ
ኣዝ