Mikael Wegebirel | ሚካኤል ወገብርኤል
Added by Admin
ሚኪኤል ገብሪኤል
ኡርኤል ሩፋኤል
ስራፍኤል ወፋኑኤል
ሚካኤል ሊቀ መላእክ ኣማልደና ብምሕረት
ለምነና ናብ ኣምላክ
ንህዝቢ እስራኤል ብብርሃን
ንክመርሖም ሊቀ መላእኽ
ተኣዚዙ ኣብ ኣምላኽ
ንተላፊኖስ ንባህራን
ኣድሒንዎም ሚካኤል ካብ እኩይ ካብ ሰይጣን
ኣብ ሓዘንና ኣብ መከራና ሚካኤል ሓልወና
ከይንጠፍእ ሓብሕበና።
