መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Mihret Awirdelna | ምሕረት ኣውርደልና

Added by Admin

ምሕረት ኣውርዶልና /2/ ኣምላኽ
ውሑድ ኣይበደልናን /3/ ቅጽዓት ይኣኽለና
መድሃኔ ኣለም /2/ ንጉስ ራማ
ኣብ ግዜ መኸራ ኣብ ግዜ ጸበባ
ኣብ ግዜ ጸገምና ኣምላኽ ሓግዘና