Mewtsiit Nay Tsehay | መውጺኢት ናይ ጸሓይ
Added by Admin
መውጽኢት ናይ ጻሓይ መሰረት ህይወት
ናይ ያቆብ መሳልል ኪዳነ ምሕረት
ንምሕጸን ብስምኺ በቲ ቃል ኪዳንኪ
ኣማልድና ኢልና ናብ ፍቁር ወድኺ
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ናይ ነፍስና ሓጥያት
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ብዙሕ ኣሎና
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ድንግል ብጸሎትኺ
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ንኣምን ኩላትና
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ብዝማሬ ጸሎት
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ንልምን ንዓኺ
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ድንግል ንድምጽኺ
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ኣስምዕና ኢኺ
- - - - - - - - -- ኣዝ - - - - - - - --
መውጽኢት ናይ ጸሓይ መንገዲ ከይጠፍኣና
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ናይ ህይወት ጎደና
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ክንጽውዕ ንስምኺ
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ኣለኹ በልና
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ካብ ሞት ናብ ህይወት
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ብብርሃን ምርሕና
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ብቲ ቃል ኪዳንኺ
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ንዓና ዕረቕና
- - - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ናይ መወዳእታ ዕለት
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ናይ ታህዋኽ ሰዓት
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ኣድሕንና ኢኺ
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ኪዳነ ምሕረት
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ንልምን ንዓኺ
መውጽኢት ናይ ጸሓይ እመ ብርሃን
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ኣምላኽ ክቑመና
መውጽኢት ናይ ጸሓይ ምስ ኩሎም ቅዱሳን
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
