Merawi Semaywi | መርዓዊ ሰማይዊ
Added by Admin
መርዓዊ ሰማያዊ /2/ ለእመ ገብረ በኣለ /2/
እህ /3/ ንበሩ ብሰላም /3/ ብጽንዓት ዘለኣለም
ደናግል ተንሲኣ መብራህትኽን ሓዛ
መርዓዊ መጺኡ ብሓባር ዘምራ
- - - - - ኣዝ - - - - - -
ንወንጌል ሒዞ’ዮም ኹልና ንስዓቦም
ፍቕሪ ንኽረኽቡ ኣምላኽ ይባርኾም
- - - - - ኣዝ - - - - - -
ጻማ ናይ ድኻሞም /2/
ብርሃን ክበርህ’ዩ በዛ ሃይማኖቶም
- - - - - ኣዝ - - - - - -
