Maryam Dinigil Rihirihte Hilna | ማርያም ድንግል ርህርህተ ህልና
Added by Admin
ማርያም ድንግል ርህርህት ኣዴና
ተማልድ’ያ ናብ ፈጣሪና
ኣይንጠራጠርን ተማልድ’ያ ማርያም ኣዴና እህ
ንኹሉ ሓጥኣትና በደልና ኣሕዲጋ
ምሕረት ተውህበና በነፍሲ ብስጋ
- - - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
በቦኣን በዲኣን ብያቄም ወሃና
ማርያም ትባርኮ ነዚ ጉባኤና
- - - - - - ኣዝ - - - - - - -
መሰረት ህይወትና መውጺጺት ናይ ጸሓይ
ዋሕስ ትኮነና ኣብ ምድሪ ኣብ ሰማይ
- - - - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
