Maryam Dinigil Besmeab Ile | ማርያም ድንግል በስመኣብ ኢለ
Added by Admin
ማርያም ድንግል - - - - - - ማርያም ድንግል
ማርያም ድንግል - - - - - - ወላዲተ ቃል
ብሰመ ኣብ ኢለ ክጅምር ጸሎት
ውዳሴ ወገናይ ኣስርቱመ ቃላት
ኣረ ንዓንዓ ንዓ በሰላም
ናይ ኹላትና ኣቦ መድሃኒ ኣለም
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ኣረ ንዒ ንዒ ንዒ ብደመና
ናይ ኹላትና ኣደ ርህርህተ ሕሊና
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ኣረ ንዒ ንዒ ንዒ በጸሎት
ድሕነት ናይ ኹላትና ኪዳነ ምሕረት
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ኣረ ንዓ ንዓ ንዓ ብኣኽሊል
ጠበቓ ኹላትና ቅዱስ ሚካኤል
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ኣረ ንዓ ንዓ ንዓ ብሰላም
መልኣኸ ናይ ብስራት ቅዱስ ገብርኤል
- - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ኣረ ንዒ ንዒ ንዒ ብኣርሴማ
ኣደ ናይ ኹላትና ቅድስቲ ኣርሴማ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ኣረ ንዓ ንዓ ንዓ ብጸሎት
ናይ ኹላትና ኣቦ ተኽለሃይማኖት
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
ኣረ ንዓ ንዓ ንዓ በፍረስ
ናይ ኹላትና ኣቦ ቅዱስ ጊዮርጊስ
- - - - - ኣዝ - - - - - - -
