Lmenana Smai | ልመናና ስማዕ
Added by Admin
ልመናና ስማዓ ፈጣሪና
በዲልናካ ኢና እሞ ሓላዊና
ጎይታ ክብሩ ቅዱስ ምህረትካ ሓበና
ሰላምካን ፍቅርካን ኣይፈለየና
ካብ ርጉም ጸላኢ ጎይታይ ሓልወና /2/
በቲ ረቂቅ ሓይሉ ሰይጣን ከይስዕረና/2/
ኣዝ
ድንግል ማርያም ምሕረት ለምልና/2/
ፍቅሪ ክህበና ጎይታ ፈጣሪና/2/
ኣዝ
እግዚኣብሔር ምሕረት ሎሚ ዓድለና/2/
ንዓና ደቅኻ ይቅረታ ሀበና/2/
ኣዝ
ኣብ ቅዱስ እምነትና ኣጽናዓና/2/
ምእንቲ ክወርስ ተስፋ መንግስትካ/2/
ኣዝ
