Lili Kulu Fitret | ልዕሊ ኩሉ ፍጥረት
Added by Admin
ልዕሊ ኩሉ ፍጥረት………………......ቅድስና
ቃላት ዘይገልጽዎ……………………..ልዕልና
ግዜ ዘይድምስሶ……………………….ድንግልና
ነዚ ኩሉ ጸጋ ኣጣሚርኪ ሒዝኪ
እዚ ጸልማት ዓለም ድሒኑ ብኣኺ
ክብርኺ ብዙሕ’ዩ ኪዳነ ምሕረት
ማንም ዘይገልጾ…………………ትሕትና
ልዕሊ መላእኽቲ……………….ንጽህና
ናይ ነብያት ትንቢት…………..ጽቡቕ ዜና
