መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Kiristos Tensiu | ክርስቶስ ተንሲኡ

Added by Admin

ክርስቶስ ተንሲኡ ካብ ሙታን
ብዓቢ ሓይል ብዓቢ ስልጣን
ንሰይጣን ኣሰሩ /2/ እህ ነጻ ኣውጽእዎ ንኣዳም