Kidanki Kone | ኪዳንኪ ኮነ
Added by Admin
ኪዳንኪ ኮነ ኪዳነ ምሕረት (2)
በላዓኢ ሰብ ዲሒኑ በቲ ናትኪ ጾሎት
ኣደ መድሓኒና ናይ ኩሉ እመቤት
ኣዝ………
ለምኒ ንዓና ናይ ሓጢያት ስሬት
ኣዝ………
ንጽህተ ንጹሃን ናይ ጻድቃን እመቤት
ኣዝ………
ወላዲተ ኣምላኽ ሓፍቲ ናይ መላእክት
ኣዝ………
ቅድስተ ቅዱሳን ኣደ ሰማእታት
ኣዝ………
በማላድነትኪ ረኺብና ኢና ሂወት
ኣዝ………
ለምኒ ንዓና ብሓጥያት ከይንመውት
ኣዝ………
