መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Kidanemihret Meadi Nay Hiywet | ኪዳነምሕረት መኣዲ ናይ ሕይወት

Added by Admin

ኪዳነ ናይ ምሕረት መኣዲ ናይ ህይወት
ሰማያዊ መና ዘለኺ ሕብስቲ ህይወት
ዘይነጽፍ ዔላ ኢኺ - - - - መኣዲ ህይወት
ምሕረት እተበጽሒ - - - - መኣዲ ህይወት
ሓዊ ናይ መከራ - - - - መኣዲ ህይወት
ኣማሊድኺ ተጥፍኢ - - - - መኣዲ ህይወት
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ጠሚና ከለና - - - - መኣዲ ህይወት
ዝተመገብናዮ - - - - መኣዲ ህይወት
ኻባኪ ዝተረኸበ - - - - መኣዲ ህይወት
ወልደ እግዝኣብሄር’ዩ - - - - መኣዲ ህይወት
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - - -
ፈውሲ ክንረኽብ - - - - መኣዲ ህይወት
ዘበና ቆጽርና - - - - መኣዲ ህይወት
ኣማናዊ ማይ - - - - መኣዲ ህይወት
ፈሰሱ ኻባኺ - - - - መኣዲ ህይወት
- - - - - - - - ኣዝ - - - - - - -