Kidane Mihret Imebet Nay Alem Kulu Medhanit | ኪዳነ ምሕረት እመቤት ናይ ዓለም ኩሉ መድሓኒት
Added by Admin
ኪዳነ ምሕረት እመቤት ናይ ዓለም ኩሉ መድሃኒት
ቅድስተ ቅዱሳን……………….ንጽህቲ
ንስኺ ናይ ኣምላኽ…………….ወላዲት
ጎይታና መሪጹኪ……………….ፍሉይ ጌሩ
ብዘደንቕ ሚስጥር………………ተዋሂዱ
ብዘይ ሕማም ወለድኪዮ………...ድንግል ኮንኪ
ኣደ (2) …………………………ድንግልና ኣላትና
ሓልውና………………………….ኣብ ሃይማኖትና
ድንግል ኣዴና እመ ብርሃን ቅድስተ ቅዱሳን ንዒ ኣማልድና
ድንግል ኣዴና እመ ብርሃን ንጽህተ ንጹሃን ንዒ ኣማልድና
