Keheguseka Iye Ab Hiwetey | ከሐጉሰካ ኢየ ኣብ ሂወተይ
Added by Admin
ከሓጉሰካ’የ ኣብ ሂወተይ
ሂወተይ ቀይሮ የዋህ ኣቦይ
ገንኢ ቃና ይኹን ሰብነተይ
ወይኒ ጽሞቀሉ መድሃኒተይ
ምጽጋብን ምጥማይን ምጉዳልን ምምላእን
ሓዘንን ሓጎስን ምርካብን ምስኣንን
ተፈራሪቆ’ዩ ይፈልጦ’የ ኩሉ
ትሩጉም ኣልቦ’ዩ ንስኻ ዘይብሉ
(ኣዝ)
ቅድም ዝሃብካኒ ዝጠፍኣ እምነተይ
መንገዲ ሲኢነ ተስፋ ከም ዘይብለይ
ብባሕሩ ክስጉም እምነት ወስኸኒ
ኣብ ሓጢያት ከይጥሕል ደጊፍካ ሓዘኒ
(ኣዝ)
ካብ ውድቀት መልዓሊ ንስቡር ጸጋኒ
ሽግረይ ኣላይ ናይ ነብሰይ መድሃኒት
ንስካ እንዲካ የዋህ ጓሳየይ
` ክነብር ወሲነ ምሳካ ጎይታየይ
(ኣዝ)
ንዓካ ከሓጉስ እዙዝ ግበረኒ
ልበይ ለውጠለይ ትሕትና ሃበኒ
መረረ ገዲፈ ክከውን ኣማኒ
ስለ ቅዱሳንካ ኢልካ ሓግዘኒ
