መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Kana Zegelila | ቃና ዘገሊላ

Added by Admin

ቃና ዘገሊላ /2/
ኣብቲ እንዳ መርዓ ተረኺብኪ ድንግል
ምስ ኣማኑኤል ተረኺብኪ ጎይታ
ምስ ወላዲትካ

ዕድማት ተዓዶሞም ኣብዚ ተኣከቡ
ክበልዑ ክሰትዩ ወይኒ ተወዲኡ
ድንግል ኣዴና ቤዛዊተ ኣለም
ኮይንኪ ኣማላዲት ናይ መድሃኒኣለም..............(ኣዝ)

ንስኺ ኮለኺ ክሓፍሩ የብሎምን
ንወይኖም ምልኣሎም ኩሉ ዝበሉኻ
ንዓታሩ ጥርሓን እየን ኢሉ ዝሓበኪ
ንጎያታ ዝለመንኪ ድንግል ንስኺ ኢኺ ......................(ኣዝ)

ናይ ጎያታ ኣምላኽነት ዝተገለጸልኪ
ገዛ ድንኣናንክንደይ ተዓዲሉ
ሎሚ ኣብዚ ገዛ ኣምላክ ዝተረክቦ
ብበረኸት ረድኤት ብጸጋ ኣከቦ.......................(ኣዝ)

እቲ ማይ ተለወጠ ወይኒ ምስ ኮነ
እግዚኣብሔር እንተሎ ኣብ ጉባኤና
ኩልሳዕ በረኸት ኣይፈለ ካባና