መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Kab Tizazat Amlakh ‘ta Zabeyet Kal | ካብ ትእዛዛት ኣምላኽ ‘ታ ዝዓበየት ቃል

Added by Admin

ካብ ትእዛዛት ኣምላኽ’ታ ዝዓበየት ቃል እህ
ተፋቐሩ ኣሕዋት ኹኑ ትብል /2/ እህ
ንፋቐር ንሳነ ሓደ ልቢ ንኹን /2/ እህ
ናይ ቅዱሳን ኣምላኽ ምሳና ኽኸውን እህ
ንሓጺር እዋን’ዩ ኣብ ምድሪ ንነብር እህ
ኣብ ዘለና ዕድመ ፍቕሪ ሰላም ንግበር /2/ እህ