መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Kab Semayat Zeimsemayat | ካብ ሰማያት ዘእምሰማያት

Added by Admin

ካብ ሰማያት ዘእምሰማያት ኣቡነ ዘበሰማያት
ኣብ’ዚ ቤት /4/ መድሃኔ ኣለም የውርድ በረኸት
ኣብ’ዚ ገዛ ድንግል /4/ ማርያም ተውርድ በረኸት