Iyakem Wehana | እያቄም ወሃና
Added by Admin
እያቄም ወሃና ዝኾኑ ስድራኺ
ቤተ እግዚኣብሄር ከይዶም መብጻዕ ዝሃቡኺ
መና ካብ ሰማያት ዝወረደልኪ
ብጽእተ ብጹኣን ድንግል ማርያም ኢኺ
ኦ! ወላዲተ ኣምላኽ
ድንግል ማርያም ኢኺ
Added by Admin
እያቄም ወሃና ዝኾኑ ስድራኺ
ቤተ እግዚኣብሄር ከይዶም መብጻዕ ዝሃቡኺ
መና ካብ ሰማያት ዝወረደልኪ
ብጽእተ ብጹኣን ድንግል ማርያም ኢኺ
ኦ! ወላዲተ ኣምላኽ
ድንግል ማርያም ኢኺ