መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Itirimim Aba (nay Teklehaymanot) | ኢትርምም ኣባ (ናይ ተክለሃይማኖት)

Added by Admin

ኢታርምም ኣባ ወኢትጸመም
ተክለሃይማኖት ብእሴ ሰላም
ለገብርከ ሓጥእ ብእሴ ድኩም
ኢታርምም ኣባ…………… ብጣኦት ኣምልኾ
ኢታርምም ኣባ…………… ብኽፉእ ተግባራት
ኢታርምም ኣባ………… ንዝጠፍኡ ኩሎም
ኢታርምም ኣባ…………… ኮንካዮም ብርሃን
ኢታርምም ኣባ………… ኣብ ዓለም ኣብሪሁ
ኢታርምም ኣባ………… ዜና ተጋድሎኻ
ኢታርምም ኣባ………መምህር ናይ ምእመናን
ኢታርምም ኣባ……… ተራድኣና ኢኻ
ኢታርምም ኣባ……… ካብ ወርቂ ካብ ዑንቂ
ኢታርምም ኣባ…………… ካብ ኩሉ ዝበልጽ
ኢታርምም ኣባ………… ካብ መዓር ካብ ጸባ
ኢታርምም ኣባ………… ካብኡ’ውን ዝምቅር
ኢታርምም ኣባ…………… ገድልኻ ክንሰምዕ
ኢታርምም ኣባ………… ንሕና ንሕጎስ
ኢታርምም ኣባ………… እቲ ዝቆሰለ ሂወትና
ኢታርምም ኣባ…………… መመሊሱ ይሕደስ
ኢታርምም ኣባ……………… ጸሎት በረኸትካ
ኢታርምም ኣባ……… … ምሳና እዩ’ሞ
ኢታርምም ኣባ……………… ዝስዕረና የለን
ኢታርምም ኣባ……………… ብኽፉእ ፈተና
ኢታርምም ኣባ…………… ንጸላኢ ድያብሎስ
ኢታርምም ኣባ……………… ብጸሎት ስዒርካ
ኢታርምም ኣባ…………… ሓልወና ተክልየ
ኢታርምም ኣባ………… ብኣክናፍካ ሸፊንካ
ኣዝ…..

ተክለሃይማኖት ተክለኣብ