Isme Lealem | እስመ ለኣለም
Added by Admin
እስመ ለኣለም /2/
ለኣለም /2/ እስመ ለኣለም /2/ ንበለሎም
ኩልና ንዘምር እሀ ብፍቕሪ ብሓባር እሀ
ጎይታ ኽባርኾ እሀ ነዝቅዱስ ሓዳር እሀ
ቃና ዘገሊላ እሀ ምስርህርህቲ ኣዲኡ እሀ
ከምዝተረኸበ እሀ መርዓ ኣኽብሩ እሀ
- - - - - ኣዝ - - - - - -
መርዓዊ ሰናይ እሀ መርዓት ሰናይት እሀ
- - - - ኣዝ - - - - - -
