መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Isey Isey | እሰይ እሰይ

Added by Admin

እሰይ እሰይ ተወሊዱ /2/
ካብ ሰማይ ሰማያት ወሪዱ /2/
ካብ ድንግል ማርያም ተወሊዱ
ጎይታ ተዘይውለድ እሰይ እሰይ
ርህሩህ ፈጣሪና እሰይ እሰይ
ጎይታ ተዘይወለድ እሰይ እሰይ
መድሓኒ ነብስና እሰይ እሰይ
ኣበይ ምተረኽበት እሰይ እሰይ
ገነት መሕደሪትና እሰይ እሰይ
- - - - - - ኣዝ - - - - - -
ንህዝቢ እስራኤል እሰይ እሰይ
ንህዝቢ ክርስቲያን እሰይ እሰይ
ብርሃን መጺኡና እሰይ እሰይ
ኣብዛ ጸልማት ዓለም እሰይ እሰይ
ጾይምና ኸለና እሰይ እሰይ
- - - - - - - ኣዝ - - - - - -
እግዚኣብሄር ኣምላኽ እሰይ እሰይ
ወዱ ዝሃበና እሰይ እሰይ
ንሱ ፈትዩ’ኢዮ’ሞ እሰይ እሰይ
ኣብ ዓለም ኸለና እሰይ እሰይ
- - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ብኽብሪ ወሪዱ እሰይ እሰይ
ካብ ሰማይ ናባና እሰይ እሰይ
መታን ኸድሕነና እሰይ እሰይ
ሰይጣን ኸይወሰደና እሰይ እሰይ

ሶበ ሰማይነ