Imebete | እመቤቴ
Added by Admin
ድንግል ማርያም ኣደ ኣምላኽ
ድንግል ማርያም ናይ ጎታይ
ጸገመይ ሰማዒት……………….. እመቤቴ
እቲ ዝነገርኩኺ ……………….. ናይ ጎይታይ
ኩሉ ትፍጽሚ …………………. እመቤቴ
እቲ ዝለመንኩኺ ……………… ናይ ጎይታይ
ቅረቢ ሎሚ ንዒ ማርያም (2)
ኣዝ………
በትሪ ኣሮን ማርያም……………….. እመቤቴ
ንዝለመንኩኺ………………………. ናይ ጎይታይ
ንጹጉማን ኩሉም ………………….. እመቤቴ
ረዲኤት ዝኾንኪ . ………………… ናይ ጎይታይ
ቅረቢ ሎሚ ንዒ ማርያም (2)
ኣዝ………
ሰማዒት ሚስጥረይ …………………. እመቤቴ
ናተይ ናይ በይነይ …………………. ናይ ጎይታይ
ናይ ነዳያን ተስፋ …………………… እመቤቴ
ናይ ጹጉማን ሂወት …………………. ናይ ጎይታይ
ቅረቢ ሎሚ ንዒ ማርያም (2)
ኣዝ………
ፍሉይ’ዩ ክብርኺ
