Tewahdo HymnsTewahdo Hymns
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Igziabher’yu Zteawete | እግዚኣብሔር’ዩ ዝተዓወተ

Added by Admin

እግዚኣብሔር’ዩ ዝተዓወተ
ብመስቀሉ ዝስዓረ
ናይሞት ሓይሊ ዘድከመ(2)
ንዝጠፍኡ ዕሽነት’ዩ
ንእንድሕን ሓይልና’ዩ
መስቀል ፈውስና’ዩ
ኣዝ
ንሕዙናት መጸናኒዒ
ንህሙማት መድሃኒት’ዩ
መስቀል ፈውስና’ዩ
ኣዝ
ንክርስትያን ኣርማን’ዩ
ናይ እምነትና ምልኣት’ዩ
መስቀል ፈውስና’ዩ (2)
ኣዝ