መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Igziabher Ymesgen | እግዚኣብሔር ይመስገን

Added by Admin

እግዚኣብሄር ይመስገን ነዚኣ መዓልቲ ቀድሱ ዝሃበና
ካብ ዘለናዮ ኣኺቡ /2/ ናብ’ዚ ዘብቅዓና /2/