መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Igziabher Yhalwena | እግዚኣብሔር ይሓልወና

Added by Admin

እግዚኣብሔር ይሓልወና
ከምቶም ቅድሳን የጽነዓና
ንዕለት ከይከውንግብርና
ክንፍጽም ይግባከምቶም ኣቦታትና
ድንግል ማርያም ንዒ ናባና
ቅድስት ማርያም ትብጻሓና
ንኣና ደቅኺ ሓጥያት ዘጥቃዓና
ካብ ፍቁር ወዲኺ ምሕረት ለምንል
ብህይወት ክንነብር ንዓኻ መሲልና
እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣጽንዓና