Igziabher Yhalwena | እግዚኣብሔር ይሓልወና
Added by Admin
እግዚኣብሄር ይሓልወና
ከምቶም ቅዱሳን የጽንዓና
ንዕለት ከይኸውን ግብርና
ክንፍጽም ይግባእ ከምቶም ኣቦታትና እህ
ቅድስት ማርያም ትብጻሓና
ድንግል ማርያም ንዒ ናባና
ንዓና ደቅኺ ሓጥያት ዘጥቅዓና
ካብ ፍቁር ወዲኺ ምሕረት ለምንልና እህ
ብህይወት ኽንነብር ንዓኻ መስልና
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣጽንዓና
Added by Admin
እግዚኣብሄር ይሓልወና
ከምቶም ቅዱሳን የጽንዓና
ንዕለት ከይኸውን ግብርና
ክንፍጽም ይግባእ ከምቶም ኣቦታትና እህ
ቅድስት ማርያም ትብጻሓና
ድንግል ማርያም ንዒ ናባና
ንዓና ደቅኺ ሓጥያት ዘጥቅዓና
ካብ ፍቁር ወዲኺ ምሕረት ለምንልና እህ
ብህይወት ኽንነብር ንዓኻ መስልና
እግዚኣብሄር ኣምላኽና ኣጽንዓና