መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Igziabher Mihretkha Adlena | እግዚኣብሔር ምሕረትኻ ዓድለና

Added by Admin

እግዚኣብሄር ምሕረትኻ ዓድለና
ንዓና ደቂኻ ይቕሬታ ሃበና
ልመናና ስማዕ - - - - - - ፈጣሪና
በድልናኻ ኢና’ሞ - - - - ሓጢኣን ኢና
ጎይታ ኽቡር ቅዱስ - - - ምሕረትኻ ሃበና
ሰላምካን ፍቕሪኻን - - - ኣይፈለየና
ካብርጉም ጸላኢ - - - - - ኣምላኽ ሓልወና /2/
በቲ ረቂቕ ሓይሉ ሰይጣን ኸይስዕረና /2/
- - - - - ኣዝ - - - - - -
ድንግል ማርያም - - - ምሕረት ለምንልና /2/
ፍቕሪ ንኽህበና እግዚኣብሄር ኣምላኽና /2/