መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Hosaina Ab Aryam | ሆሳዕና ኣብ ኣርያም

Added by Admin

ሆሳእና ኣብ ኣርያም ሆሳእና ነመስግን ኹላትና
ሆሳእና በሉ ሆሳእና ንወዲ ኣምላኽ ሆሳእና
ትሕትና ዘርኣየና ሆሳእና ስሙ ይባረኽ ሆሳእና
- - - - - - ኣዝ - - - - - - -
ሆሳእና በሉ ሆሳእና ናናይ ሰማይንጉስ ሆስስእና
ግብርምኡ መጺኡ ሆሳእና ንዓና ክቕዱስ ሆሳእና
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - - -
ሆሳእና በሉ ሆሳእና ንወዲ ዳዊት ሆሳእና
ተዛሪቦምሉ ሆሳእና ነብያት ትንቢት ሆሳእና
ንዝሰበኽሉ ሆሳእና ኣብ ወንጌል ሃዋርያት ሆሳእና
- - - - - - - ኣዝ - - - - - - - --
ሆሳእና በሉ ሆሳእና ንኣምላኽ ምሕረት ሆሳእና
ተወሊዱ ካብ ድንግል ሆሳእና ከም ህጻናት ሆሳእና
ኣብ በዓቲ ኮይኖም ሆሳእና ንዝሰገድሉ ጓሶት ሆሳእና
ደቂ ኣዳም ኹሎም ሆሳእና ከምኡ’ውን መላእኽቲ ሆሳእና