መዝሙር ተዋህዶመዝሙር ተዋህዶ
Ge'ez
Pagume 4, 2018 — Wednesday, September 9, 2026
← All hymns

Hamelmale Werik | ሃመልማለ ወርቅ

Added by Admin

ሓመልማለ ወርቅ /6/
እህ ሚካኤል /2/ ሓመልማለ ወርቅ /2/
ልብሱ ዘመብረቅ /6/
እህ ሚካኤል /2/ ልብሱ ዘመብርቅ
ናይ ልበይ ነጊረ ንሱ ይሰምዓኒ /2/
ካብ ኣምላኽ ለሚኑ ምሕረት የውህበኒ /2/
እህ ሚካኤል /2/ ሓመልማለ ወርቅ
እህ ሚካኤል /2/ ልብሱ ዘመብረቅ
እግረይ ተኣሰሩ ንኽየውድቐኒ /2/
ንሰብ እትረድእ ንዓይ ሓልወኒ /2/
- - - - - ኣዝ - - - - - -
በቲ መጋረጃ ኣብ ዙፋን ኣምላኸይ /2/
ኣቲኻ ለምኖ ሊቀ መላእኽት /2/
- - - - - ኣዝ - - - - - -